ምልክታ ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን : ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን ኣካላት ፅገና ናይ ጉለበት ዋጋ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ከዋዳደር ይክእል ።
1. በቲ ዘርፍ ናይ2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት : ሰርትፍኬት ናይድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን : ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/1/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/12/2018ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 15/12/2018ዓ/ም ሰዓት4፡30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከሰሜን ይከውን።
3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒለ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።
4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የግድድን እዪ።
5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፊቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።
6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7. ንብረት ኣብ እዋኑ :: ዕፊቱ ዝሓለወ -- ዘረከበ - መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር፡፡
8. ኣድራሻና ቤትፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 09 (ፈል 1ይ ብርኪ ት/ቲ ሕልፍ ኢልካ ወይ ድማ ካብ ደምቦስኮ ንምዕራብ ግዕ ምፅእ ኢልካ እንትካን ናተይ ቁፅሪ 11 ንርከብ ፡
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 0342401595 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ 10.ናይቲ ንብረት ግልጋሎት ጠቅላላ ድምር ዝተሓተ ዋጋ ዝተላእ ዝውሰድ ምዃኑ