ሆስፒታል መቐለ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ተጫረቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ፣ ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ (VAT) ምዝገባን ወርሓዊ መረዳእታን፣ ከምኡ’ውን ኣብ ናይ መቕረብቲ ዝርዝር እተመዝገቡ ክኾኑ ይግባእ።
* ናይ ጨረታ መክበሪ ውሕስና 20,000 ብር (ንኤሌክትሮኒክስ ፅገና 10,000 ብር) ብ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ምስ ኦርጅናል ሰነድ ተዓሺጉ ክቐርብ ኣለዎ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ 200 ብር ኮይኑ፣ ካብ ዕለት 08 ግንቦት 2018 ዓ.ም ክሳብ 22/12/2018 ዓ.ም ካብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 305 ገዚእኻ ምውሳድ ይከኣል።
* ጨረታ ብዕለት 22/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ፣ በቲ ዕለት ብሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ (ወይ ኣብ ዘይብልሉ) ይኸፈት።
* ሆስፒታሉ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

1 በቢዘፈሩ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ:ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ወርሓዊ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከምእዉን ኣብ ሐድሽ መቅረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ዘለኩም

2 ዝምልከተኩም ድማ ናይ ደቀቅቲ አናእሸተይ ተመዝጋቢ ምካኖም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእል

3 መከበሪ ዉሕስና ጨረታ 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/ : ብጀካ ኤሌከትሮኒክስ ፅገና 10000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ኣብ ዝምልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድ ኣብ መዓሸጊ ፖስታን ሽምን ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ዝክእሉ

5 ንመከበሪ ዉሕስና ዘቀርብ ኣብ ኦርጅናል ሰነድ ዉሸጢ ኣብ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ይግባእ ብጠረ ገንዝብ ዝቀርብ መከበሪ ጨረታ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ ናይ ኣተዊ ቅብሊት ዝቆረፀሉ መረዳእታ አብ ዉሽጢ ሰነድ ጨረታ ኣእቲዉ ክቀርብ ይግባእ ካብዚ ወፃኢ ኣብ መክፈቲ ጨረታ ጠረ ገንዘብ ሒዙ ዝመፅእ ተቀባልነት የብሉን

6 ዋጋ መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ብር 200 እዩ

7 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 8 ጉንበት 2018 ዓም ክሳብ 22/12/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ንተከታታሊ 15 መዓለቲታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ፋይናነስን ምምሕዳርን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ 305 ብምምፃእ ገዚእካ ምዉሳድ ይከኣል

8 ሰነድ ጨረታ ዝምልእ ኣብ ናይ ትካልኩም ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ክከዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቀባለነት የብሉን

9 እዚ ጨረታ ዕለት 22/12/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይከፈት

10 ዝቀረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማለአ ኮይኑ እንተተረኪቡ በዓል ዋና ኣብ ዝይብሉ ክከፈት ይክእል

11 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ዝቀረብ ሰነድ ብግልፂ ዝረአ ከክዉን አለዎ