ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* **ዓላማን ዘድልዩ ሰነዳትን፡** ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ንተሃነፅቲ ሕጊ ኣገልግሎት ምግቢ ንምቕራብ ናይ 2018/2019 ዓ.ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቓድ ንግዲ፣ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት፣ ቲን (TIN)፣ ናይ ቫት ምዝገባን ናይ ሰነ 2018 ዓ.ም ወርሓዊ ዲክሌርን ዘለዎም ተወዳደርቲ ይደሊ።
* **መክበሪ ጨረታን ውዕልን፡** ተጫረቲ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መክበሪ ጨረታ 50,000 ብር CPO ዘትሕዙን ንውዕሊ መክበሪ ናይ ሓደ ወርሒ ክፍሊቶም 10% ከተሕዙ ዝኽእሉን ክሆኑ ኣለዎም።
* **መሸጢ ሰነድ ጨረታ፡** ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ብር ብምክፋል ካብቲ ማእከል ቢሮ ቁፅሪ 5 ምውሳድ ይከኣል።
* **መዓልቲ ምዕፃውን ምኽፋትን ጨረታ፡** ጨረታ ካብ 8/12/2018 ዓ.ም ክሳብ 25/12/2018 ዓ.ም ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ኣብ 25/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት።

ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ 2019 ዓም በጀት ዓመት ብዝተበጀተሉ በጀት ኣብ ዉሽጢ እቲ ቤት ጅንፀት ዝርከቡ ተሃነፅቲ ሕጊ ንሐጋዊያን ነጋዶ አጫሪቱ ከመግብ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2018ን 2019 ዓም ዓመታዊ ሕድሳት ዝተገበረሉን አገልግሎት ሆቴል ምግብና ዘለዎምን ናይዚ ዘመን ግበሪ ዝከፈሉን

2 መለለይ ቲን ናመበር ዘለኩም

3 ብትልምን ፋይናንስን ዝተዉሃበ ናይ 2018ን 2019 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም

4 ቫት ዝተመዝገብኩምን ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረዳእት ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ወርሓዊ ዲክለር ናይ ወርሒ ሰነ 2018 ዓም ከቅርብ ዝክእል

6 እዞም ካብ 1 ክሳብ 4 ዘለዎ ደኩምንታት ኦርጅናል ምስኮፒ ከቅርብ ዝክእል

7 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 50000 ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 ተጫረቲ ንዉዕሊ መከበሪ ከም ሐደ ወርሒ ዝክፈሎም 10 ሚእታዊ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 8/12/2018 ዓም ክሳብ 25/12/2018 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 25/12/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

10 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 500 እናከፈልኩም ካብ ማእከል ቤት ቤት ህንፀት ዓድዋ ፋይናንስን ምምሕዳር ቁፅሪ 5 እንመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

11ቤት ህንፀትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342716555