ጨረታ
ዳሉል ትራንስፖርትና ንግድ አ/ማ ንዘለዎኦ ዓበይቲ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቝሑት፧ሞተር ዘይቲ፧ጎማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት ተማልኡ በብዘርፍኹም ዋጋ መሊእኹም ክተቕርቡንዕድም።
1. ቀንዲ ሕጋዊ ሰነዳት
• ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ (Renewed Business License)
• ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዪ ቁፅሪ (TIN Certificate)
• ናይ ቫት (VAT) ሰርተፊኬት
2. ናይ ታክስን ፋይናንስን ሰነዳት (Tax & Financial Requirements)
• ናይ ዘመኑ ግብሪ ክሊራንስ (Tax Clearance Certificate)
• ናይ መቕረባይ ዝርዝር ምዝገባ ሰርቲፊኬት
3. ኣብ ጨረታ ሰነድ ክካተቱ ዝግበኦም መረዳእታ
• ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን (Validity Period)
• መረከቢ እዋን (Delivery Time)
• ዘርክብሉ ቦታ(Delivery Place)
• ኩነታት ክፍሊት (Payment Terms) ባንኪ አካውንት ቁፅሪ (ንግዲ ባንክ ኢትዮጵያ) ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ወይም ቫት ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ምቕማጥ
• ናይቲ ትካል ሙሉእ አድራሻ፦ ሽም ትካል፣ ስልኪ ቁፅሪ
4. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ነሓሰ 5/2018 ዓ.ም ክሳብ ነሓሰ 9/2018 ዓ.ም ኮይኑ ጨረታ ነሓሰ 9/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓዕዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡15 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ብዝተረኸብሉ ይኽፈት።
5. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
| ተ/ቁ | ዓይነት ኣቕሓ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ሳይሎን ጎማ ናይ ቅድሚት 12*20 | ቁፅሪ | 14 | |||
| 2 | ናይ መኪና እግሪ ሸራ/Q INYAN/ ቀዳማይ ደረጃ | ቁፅሪ | 224 | |||
| 3 | ናይ ተሰሓቢ እግሪ ሸራ/FRASLE/ ቀዳማይ ደረጃ | ቁፅሪ | 264 | |||
| 4 | ዘይቲ ሞተር 15*40 ቁፅሪ ዴሎ ጎልድ በዓል 25 ሊትር ጀሪካን ቀዳማይ ደረጃ | ቁፅሪ | 35 |