⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
• ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ፍቓድ፣ ቲን ቁፅሪ፣ 3% ናይ ጨረታ ውሕስና (Bid Bond) ከቕርቡን ዘቕርብዎ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ ዘጠቓልል ክኸውንን ኣለዎ።
• ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ትካል 100 ብር ብምኽፋል ብምውሳድ ዝተመላአ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ምቕራብ ይቻኣል።
• ጨረታ ብ 14/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ፤ ኣብቲ ዕለት ብሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ (እንተዘይተረኺቦም 'ውን ብዘለውዎ) ይኸፈት።
• ዝሰዓረ ኣካል እቲ ዝተሓተተ ምግቢ ፅሬቱ ዘሓለወ ኮይኑ ብብክልተ ሰሙን ን6 ወርሒ ናብቲ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ዘኣቱ ክኸውን ኣለዎ።
ናይ ጨረታ ምልክታ
ትካል ኦፕሬሽን ፊስኪዩ ኢትዮዽያ ነቶም ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ምግቢ ዓይነታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ናይ ጨረታ ረቛሒ አተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኦፕሬሽን ፊስኪዩ ኢትዮዽያ 100 ብር ብምኽፋል - ፎርሚ ቅጥዒ ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ ማዕልትታት ቫት ሓዊስኩም ዋጋ መሊእኩም ብሰም ዝተዓሸገ ፖስታ መሊእኩም ክተቅርቡ ከተጫረቱ ንሕብር፡፡
| ተ.ቁ | ናይ ምግቢ ዓይነት | በዝሒ | መለክዒ | ዓይነት | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| 1 | ዕፁይ ብርስን | 2.40 | ኩንታል | ዕሹግ(AZAAN) | |||||
| 2 | ድፍን ብርስን | 2.40 | ኩንታል | ዕሹግ(AZAAN) | |||||
| 3 | ዘይቲ ፈሳሲ | 192 | በዓል ሊትር | ካዶ | |||||
| 4 | ቡና ቀዳማይ ደረጃ | 20 | ኪሎ | ||||||
| 5 | ሽሮ | 25 | ኪሎ | ||||||
| 6 | ጨው | 100 | ኪሎ | ሽዊት | |||||
| 7 | መርቲ ቲማቲም (ድልህ | 60 | 850 ግራም | መርቲ | |||||
• እቲ ዝቐርብ ናይ ምግቢ ዓይነታት ፅሬቱ ዝተሓለወ ምዃኑ ብበዓል ሞያ ተመርሚሩ ከምዝኣትዉ እንድሕር
ፊቱ ዘይተሓለወ ኮይኑ ግና ተቀባልነት የብሉን።
• እቲ ዝቐርብ ናይ ምግቢ ዓይነታት ናብ ቀቤሌ 18 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኦፕሬሽን ፌስኪዬ ብናይ
ባዕልኩም መጎዓዚ በቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ክተቅርቡ እትክእሉ።
• ዝሰዓረ ኣካል ዝቲ ዝሰዓሮ ዓይነት ምግቢ ብቢ ክልተ ሰሙን ን6 ወርሒ ናብ ትካልና ብናይ ባዕኩም ትራንስፓርት ኣታዊ እትክብሩልና።
• እቲ ጠቅላላ ዕድገት ካብ ብር 20,000.00 ዕስራ ሽሕ)ንላዕሊ እንተደኣ ኮይኑ በቲ ሕጊ ዊዝሆልዲንግ ታክስ 3% መሰረት ተቆሪፁ ንመንግስቲ ከምእትከፍሉ ነተሓሳስበ
ዘድልዩ ረቋሒታት
1. በቲ ሞያ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዋ ዎን:
2. ናይቲ ትካል ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
3. ናይ 2018 ዓ/ም ፍቓድ ዘሓደሰትን ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉን::
4. ናይ ጨረታ ዉሕስና (Bd Bond) 3% ከትሕዝ ዝኸእል::
5. ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
6. አቲ እተቅርቡዋ ናይ ሓደ ዋጋ ቫትቲኦቲ ሓዊሱ ክከዉን ኣለዎ።ተዘይኮይኑ ግን እቲ ዝተመልአ ጨረታ ቫት ዝሓወሰ ከምዝኮነ ተገይሩ ይሕሰብን ብእኡ ድማ ይወዳደርን ክፍሊት ዉን ብእኡ ይፍውሱ።
• እቲ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 01/12/2018 ዓም ሰዓት 9:00 እንትኸዉን እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ድማ 14/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይዕዐዉ ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት ማለት ዉን 10 30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም አብ ዝተረኸብዎ እቲ ጨረታ ዝኸፈት ምኻኑ ክንግልዕ ንፈትወ: እቲ ጨረታ ሕጋዊ ተጫራቲ/ወኪል እንተዘይተረኺቡ ዉን ከምዘለዉ ተሓሳቢ ተገይሩ እቲ ጨረታ ዝኸፈት ምዃኑ ክንሕብር ንፈቱ
• እቲ ትካል ዝሓሸ መማራጺ እንተረኺቡ ብኽፉል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ።
ኣድራሻ
ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ዋና ቤት ፅሕፈት ቀበሌ -18- ፊት ሸባ ኣካዳሚ-ስቱ 034449442/ 0344410810