ሬስኪዩ ኦፕሬሽን ኢትዩጰያ

ናይ ጨረታ ምልክታ

ትካልና ኦፕፊሽን ፊስካዩ ኢትዮጵያ ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ምግቢ ዓይነታት ብጨረታ አጠዳዲሩ ክዕድማ ስለዝደለዮ ነዚ ናይ ጨረታ ረቛሒ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኦፕሬሽን ራስኪዩ - ኢትዮጵያ 100 ብር ብምኽፋል ፎርሚ ቅጥዒ ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ካብ ዝብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ወሽጢ 10 ናይ ስራሕ ማዕልትታት ሻት ሓዊስዎ ዋጋ ሊእኩም ብሰም ዝተሸገ ፖስታ መሊእኩም ክቅርቡ ክትዛረብ ንሕብር፡፡

ተ.ቁናይ ምግቢ ዓይነትበዝሒመለክዒዓይነትናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ሽንኩርት ቀይሕ400ኪሉ
2የዕዳ ሽንኩርት12ኪሉ
3ቲማቲም480ኪሉ
4ድንች720ኪሉ
5ካሮት240ኪሉ
6ቃርያ12ኪሉ
7ካውሎ480ኪሉ
8በርበራ72ኪሉጥሑን
9ሽሮ160Jurጥሑን

• እቲ ዝቐርብ ናይ ምግቢ ዓይነታት ፅሬቱ ዝተሓለወ ምዃኑ ብበዓል ሞያ ተመርሚሩ ከምዝኣትዉ እንድሕር

ፊቱ ዘይተሓለወ ኮይኑ ግና ተቀባልነት የብሉን።

• እቲ ዝቐርብ ናይ ምግቢ ዓይነታት ናብ ቀቤሌ 18 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኦፕሬሽን ፌስኪዬ ብናይ

ባዕልኩም መጎዓዚ በቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ክተቅርቡ እትክእሉ።

• ዝሰዓረ ኣካል ዝቲ ዝሰዓሮ ዓይነት ምግቢ ብቢ ክልተ ሰሙን ን6 ወርሒ ናብ ትካልና ብናይ ባዕኩም ትራንስፓርት ኣታዊ እትክብሩልና።

• እቲ ጠቅላላ ዕድገት ካብ ብር 20,000.00 ዕስራ ሽሕ)ንላዕሊ እንተደኣ ኮይኑ በቲ ሕጊ ዊዝሆልዲንግ ታክስ 3% መሰረት ተቆሪፁ ንመንግስቲ ከምእትከፍሉ ነተሓሳስበ

ዘድልዩ ረቋሒታት

1. በቲ ሞያ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዋ ዎን:

2. ናይቲ ትካል ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3. ናይ 2018 ዓ/ም ፍቓድ ዘሓደሰትን ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉን::

4. ናይ ጨረታ ዉሕስና (Bd Bond) 3% ከትሕዝ ዝኸእል::

5. ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

6. አቲ እተቅርቡዋ ናይ ሓደ ዋጋ ቫትቲኦቲ ሓዊሱ ክከዉን ኣለዎ።ተዘይኮይኑ ግን እቲ ዝተመልአ ጨረታ ቫት ዝሓወሰ ከምዝኮነ ተገይሩ ይሕሰብን ብእኡ ድማ ይወዳደርን ክፍሊት ዉን ብእኡ ይፍውሱ።

• እቲ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 01/12/2018 ዓም ሰዓት 9:00 እንትኸዉን እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ድማ 14/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይዕዐዉ ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት ማለት ዉን 10 30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም አብ ዝተረኸብዎ እቲ ጨረታ ዝኸፈት ምኻኑ ክንግልዕ ንፈትወ: እቲ ጨረታ ሕጋዊ ተጫራቲ/ወኪል እንተዘይተረኺቡ ዉን ከምዘለዉ ተሓሳቢ ተገይሩ እቲ ጨረታ ዝኸፈት ምዃኑ ክንሕብር ንፈቱ

• እቲ ትካል ዝሓሸ መማራጺ እንተረኺቡ ብኽፉል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ።

ኣድራሻ

ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ዋና ቤት ፅሕፈት ቀበሌ -18- ፊት ሸባ ኣካዳሚ-ስቱ 034449442/ 0344410810