ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ፓርቲታት፣ ሃንድ ቱልስን ካልኦት ንብረታትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
* ተጫረቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ (TIN) ወይን ናይ ተወሳኺ እሴት ታክሲ (VAT) መረዳእታ ከቕርቡ ይግባእ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ብ100.00 ብር ብምዕዳግ፣ ተጫረቲ ካብ ዘእትውዎ ጠቕላላ ዋጋ 5% ብሲፒኦ (CPO) ትሕጃ ከትሕዙ ኣለዎም።
* ጨረታ ካብ 01/11/2018 ዓ/ም እስከ 06/11/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ብዕለት 07/11/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ረፋድ ይኸፈት።
* ተዓዋቲ ዝኾነ ኣካል ጨረታ ካብ ዝተኻየደሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ክፍሊት ፈፂሙ ንብረት ከልዕል ይግባእ።

ምልክታ ጨረታ መሸጣ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዝተፈላለየ ናይ መኪና ፓርቲ፣ ሃንድ ቱሉስ፣ካልኦት ንብረትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዐቀንታትን መስፈርታት እተማልኡ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኹኑ ውልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ።

1- ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

2- ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ዘቅርብ ክኾን ይግባእ

3- ናይ ከፋሊ ተወሳኺ እሴት ታክሲ መረዳእታ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

4- ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእትዎ ዋጋ 5% ዘይምለስ ከትሕዝ ይግባእ

6- ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ 100.00 ብር ምዃኑ

*ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

*ዝጫረት ትካል ዘእትዎ ዋጋ ድማር ክኸውን ይግባእ

*ኣብ ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

*ዝሰዓረ ትካል ጨረታ ካብ ዝተኻየደሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ገንዘብ ከፊሉ ንብረት የልዕል በዚ ዕለት እንተዘይፈፂሙ ዘእተዎ ሲፒኦ ኣታዊ ብምግባር ጨረታ ዳግም ከወፅአ ይግበር *ጨረታ ብዝተረኸቡ ሰባት ይፈት

ኣድራሻ

ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን

ጎኒ ኢሜግረሽን ፊት ንፊት ቤ/ዕ ፍርዲ ቤት ወረዳ እንደርታ

ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ

ካብ ዕለት 01/11/2018 ዓ/ም ጀሚሩ 06/11/2018 ዓ/ም

ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት

ዕለት 07/11/2018 ስዓት 3ተ ናይ ረፋድ ይካየድ