⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዪ ቁፅሪ (TIN)፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቕርቡ ዝኽእሉን ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ዘይተኣገዱን ክኾኑ ይግባእ።
* መወዳደሪ ዶክመንት ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 29/11/2018 ዓ/ም ክሳብ 01/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ምቕራብ ዝክኣል ኮይኑ፤ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 317 ይክፈት።
* ተዓዋቲ ትካል ምልእኽቲ ካብ ዝበፅሖ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ቐሪቡ ውዕሊ ክኣስር ዘለዎ ኮይኑ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03444173 48 ምሕታት ይክኣል።
ዕለት 20/11/2010 ዓም
ፕሮፎርማ ቑፅሪ 3 /2018
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለኣ ነጋዳይ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ንብረት ቪዲዮ ካሜራ በትሪ ዝወፀ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ ፋ ትኽኣለ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ ➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ
➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፡፡
➢ ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪTIN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፡
➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡
➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ከዕርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ። ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት-29/11/2018 ዓ/ም ክሳብ 01/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ሰዓት ኩተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ። እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 01/12/2018 ዓ/ም ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት - 900 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኽፈት።
➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ።
➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።
➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።
➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀለ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ቐርቡ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል
➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕዴ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሌ ክወዳደር ኣይኽእልን።
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03444173 48 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ፕሮፎርማ ንብረት ናይ ፔጆ መኪና መለዋወጢን ዘይቲን ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልአም መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት ናይ ፔጆ መኪኖ | እስፐስፊኬሽን | መለክ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ ብር | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
| 1 | ሶኒ ቪዲዮ ካሜራ በትሪ NF F970 | ብሳምፕል | ብቑፅሪ | 01 | ||||
| 2 | ንእሽታይ ኢኔርጅይዘር ባትሪ 2.0 Woll | 1 ደረጃ | ብቑፅሪ | 10 | ||||
ሽም፡ ፌርማ፡-
ዕለት፡
ስልኪ ቑፅሪ