⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN) ቑፅሪ፣ ናይ መቕረብቲ ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ ወርሒ ግንቦት 2018 ዓ/ም ዝተደክለረ ናይ ቫት (VAT) መረጋገፂን ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ አለዎም።
* ናይ ዋጋ መቕረቢ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 01/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 03 ዝበፅሕ ኮይኑ፣ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት።
* ዝሰዓረ ተወዳዳሪ ምስተፈለጣ ኣብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ኣቕሑት ዘረክብ ክኸውን ዘለዎ ኮይኑ፣ ዘቕረቦ ዋጋ ን 07 ተኸታተልቲ መዓልታት ፀኒዑ ይፀንሕ።
ፕሮፎርማ ቑፅሪ 004/2019
ን2 ጊዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ ምልክታ
ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
| ተ.ቑ. | ዓይነት ኣቕሓ | ዝርዝር ስፔስፍኬሽን | መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፕሪንተር ቀለም | 151 A-hp | ቑፅሪ | 06 | ||
| 2 | ፕሪንተር ቀለም | LEXMARK MS 310 dn | ቑፅሪ | 02 | ||
| 3 | ወረቀት ናይ ኮምፒተር - ል | A4 | ደስ | 50 | ||
| 4 | ካኪ ፖስታ | ማእኸላይ | ፓኬት | 03 | ||
| 5 | ፓርከር | Permanent | ፓኬት | 05 | ||
| 6 | ናይ ማህተም ቀለም | ቑፅሪ | 02 | |||
| 7 | ማስታወሻ ማእከላይ | ሲኒር ላይን | ደርዘን | 02 | ||
| 8 | ፕሮቶኮል መመገብ | ዓብይ | ቑፅሪ | 02 | ||
| 9 | እስክርቢቶ | i-pen | ቑፅሪ ፓኬት | 03 |
ስለዚ ዝምልከተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ኣብ ናይ መንግስቲ ትካላት ዕደጋ ምልክታ ንክትሳተፉ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዋጋ መቕረቢኹም(ፕሮፎርማ) ክሳብ ዕለት 01/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ጊዜ ውሽጢ ናብ ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ናይ ዕደጋ ዲፓርትመንት ቢሮ ቑፅሪ 03 ክተቕርቡ ብኽብሪ እንትንዕድም --
➢ ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቲፍኬትን ፤
➢ ንቫት ተመዝገብቲ ቫት ሰርትፌኬት ናይ ወርሒ ግንቦት 2018 ዓ/ም ዲክለር ዝተገበረሉ መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ ግድን ይኸውን፤
➢ እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ሰዓራይን ትካልናን ከምውዕል ይሕሰብ፣
A ኣብ ዝቐርብ ፕሮፎርማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ማሕተምን ፊርማን ዘይብሉን ተቐባልነት ኣይህልዎን፤
➢ ሰዓራይ ምስተፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ስራሕቲ ኣጠቃሊሉ ኣብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ከረክብ ዝኽእል፤ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀነሐሉ ጊዜ 07 ተኸታተልቲ መዓልቲ ይኸውን፤
➢ ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ አቲ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፤
➢ እቲ ፕሮፎርማ 01/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፤
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ 06 ድሕሪ ዶምፖስኮ ቤት ትምህርቲ ፊት ንፊት እንስሳት ሕክምና ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ +251 914 72 37 52 / +251 948 48 66 25 ምሕታት ይከኣል፤