ቁፅሪ ዲ/ን ምም/ርን ዕለት:- 2/11/2018 ዓም
ምልክታ ፕሮፎርማ ናይ መኪና ስፔር ፓርት
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልሊ ትግራይ ዳይሬክተር እምምን ካብ መደበኛ በጀት 2019 ናይ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ተሽከርከርቲ ሰርቪስ ንምግባር ስፐር ጋርት/ናይ ዘይትን ናፍን ፊልትሮ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ነጋዶ ከተማልእዎም ዝግብኡ ረቛሒታት
✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ናይ 2016-010 በጀት ዓመት ዘሐደሱን ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን፡፡
✓ ናይ ዘርፉ መቕረባይ ሰርቲፊኬት ዘለዎምን ናይ 2019 በጀት ዓመት ዘሐደሱን ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ቕርቡን፡፡
✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ ቲን ኖምበር መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡
✓ ተጫረቲ ኣብ ዘእትዎ ፕሮፎርማ ሽም ክታምን ማሕተምን ተገይርሉ ብምስታ ተዓሸጉ ክቀርብ ኣለዎ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝበለ ዕለት 26/11/2018 ዓም ይኸውን።
✓ ፕሮፎርማ ዝዕህሉ ዕለት 30/11/2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 እዩ፡
✓ ፕሮፎርማ ዕለት 01/12/2018 ዓም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል : ትሣራይ ዳይ እምዕን ቢሮ ቁፅሪ 44 ልክዕ ሰዓት 300 ተዓሸጉ ልክዕ ሰዓት 400 ዝፈት ይኸዉን፡፡
- ጨረታ ዘሸነፈ ኣሸናፊነቱ ካብ ዝተገለሉ መዓልቲ ጀሚሩ ዘሰር ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእሉ፡፡
✓ ኣብ ዝመፅእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንተሃልይዎ ፌርማ ይገበረሉ ካብዘይ ወፃኢ እንተኮይኑ ኣብ ምዕራይ ውድቂ ይግበር፡፡
✓ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብፋል ይኹን ብለሕ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምሰራ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።
✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ናብ ቤት ዕዮ ብምቅራብ ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440- 24:20 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል