ሆስፒታል ኩሓ

ምልክታ ጨረታ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዀሓ ን2019ዓ.ም ንሓደ ዓመት ግልጋሎት ክህበና ዝኽእል ንትካልና ሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕሊ ዝተፈላለየ ዓይነት ዓብይ፣ ማእኸላይን ንኡሽተይን ማለት( ብ 3.5 ብዓል 68 ብሏል 3 “ሲሊንደር ብዓይነትን ብመጠንን ኦክስጅን ንምምላእ ብግልፂ ጨረታ ምውድዳር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ። ዝምልከተኩም ናይዚ መቕረብቲ ትካላት ተማልእዎ ሮታሕታት ካብዚ ንታሕቲ ተራዚሩ ዘሎ ሮታሕታት ንዝቕርቡ ንገልፅ።

1. ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንዓዲ ፍቃድ ናይ 2018ዓ/ም ዝሐደስኩምን።

2. ናይ ግብር ኸፈልቲ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኽእሉ ።

3. ሻት ምዝባት ዝኹንኩም ዘ

4. መትረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ። ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮር ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርሃን ማህተምን ናይ ሞጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ረታ ተቀባልነት የብሉን።

5. ተረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100(ሓደ ሚኢቲ ብር) ብምኽፋል ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዀሓ ከይዲ ስራሕ ዕድን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቑፅሪ 44 ክወስድ ዝኸእል ።

6. ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ክልተ ፖስታ ኦርጂናልን ቅዳሕን ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረቃ ሳንዱቕ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደንብ ፋይ ቢሮ ፅሪ 44 ኣብ ስራሕ ስዓት ምእታዉ ትኽእሉ ። ብተወሳኺ ድማ ተረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጂናል ምስፎቶ ኮፒ ስር ዘድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝየተግበረ ተጫራቲ እቲ ተባልነት የብሉን።

7. መሰበሪ ጨረታ ነንሕድሕዱ ብር ስኦ (CPO) 3000 ብር (ሰለስተ ሽሕ ብር) ከትሕዙ ዝኽእሉ።

8. ሰዓራይ ትካል ብዝተዉ ሓቦ ስፔስፊኬሽን መሰረት መዳደሪ ዋጋ ሻት ሓዊሱ ከቕርብ ይግባእ። ኣብ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ከይሓወሰ ዘጓሮብ ተጨራታይት ከምዝሓወሰ ይዉሰድ።

9. እቲ ጨረታ ካብ ዝበሉ ዕለት ካብ 28/12/2018ዓ/ም ክሳብ 08/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 08/12/2018 ዓ.ም ብ 4:30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከሊቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት እተዘይተረኺቦም ናይ ምሕላዉ ግዴታ የብልናን።

10. ሰዓራይ መቕረባይ ትካል ብዕሲ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣድላይ ኣብዝኾነ ግዜ እቲ ስሊንደራት ብዓይነቱን ብመጠንን ኦክስጅን ክትመልኡና ። በቲ ዝተውሃቦም ዝርዝር መግለፂ ብሕቶና መሰረት እቶም ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ምውሳድን እቲ ስሌድር ኦክስጅን ምስመልአ ድማ ናብ ዝሓ ሆስፒታል ፋርማሲ እስቶር መሽን) ኣታዊ ይገብር።

11. እቲ ጨረታ እንተዘይተሰማሚዕሉ ሙሉእ ብሙልእ ይኸን ዝኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

12. ሰነድ ጨረታ ናይ ቢሮና ሰነድ ቅጥዒ ወፃኢ ምጥቃም ኣይፍቀድን።

13. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914021835 0344420221 ምሕታት ይከኣል።