ሬስኪዩ ኦፕሬሽን ኢትዩጰያ

ናይ ጨረታ ምልክታ

ትካልና ኦፕፊሽን ፊስካዩ ኢትዮጵያ ምስ ሚኖስ ፈንድ ዝተብሃለ ዘይመንግስታዊ ትካል ብምትሕብባር ንፈፅሞም ፕሮጀክትታት ንተምሃሮ ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት ምሳርሕታት ብረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ነዚ ናይ ረታ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኦፕሬሽን ራስኪይ ኢትዮጵያ 100 ብር ብምክፋል ፎርሚ ቅጥዒ ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ቫት ሓዊስኩም ዋጋ መሊእኩም ብሰም ዝተዓሸገ ፖስታ መሊእኹም ክተቕርቡ ክቅረቱ ንሕብር።

ተ.ቁናይ ምግቢ ዓይነትበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1Sinar line Exercise Books (plastic cover,22 16cm, 50 sheet, single line, PPA)33,900Pcs
2Sinar line Exercise Books (plastic cover,22 16cm, 50 sheets Single line, APP)33,900Pcs
SINERINE Exercise Books (plastic) cover, 50 sheets Single line)33,900Pes
2Link offix Original Pen(Blue)45,750PCS
3HP Pencil9,150 PCS
4RB-20 Eraser9,150 PCS
5metal Pencil Sharpener9,150 PCS
6250 g tasser((ጉዲ ተራእዩ ይግዛእ]135 packed
7ARAFA Marker405 packet
8Chalk150 packet
9One liter Wood fix ACKTA405 PCS
10Color paper135 ream
11A4 Hope computer paper150 ream60/2

ኣድራሻ

ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ዋና ቤት ፅሕፈት ቀበሌ -18- ፊት ሸባ ኣካዳሚ-ስ.ቁ 0344409442/ 0344410810