ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ን2 ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ምልክታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ ስለዚ ን2018 ዓ/ምን ንመፃኢ 2 ተካታተሊ ዓመት ኦዲት ክገብር ዝደሊ መመዘኒ ረቃሓታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም ::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ዘለዎም::

2 ናይ 2018 ዓ/ም ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለ::

3 ናይ ጨረታ መግዚኢ ሰነድ ዋጋ ብር 500.00(ሓሙሽተ ሚኢቲ ብር)ከፊሉ ክወስድ ዝክእል

4 ናይ ፌደራል ኦዲት መስራቤት ብቕዓት መረጋገፂ ዘቅርብ::

5 ቅድሚሕዚ ኣብ ዓበይቲ ናይ ሲቪል ማሕበረሰብን ወይ ተመሳሳሊ ትካልን ዝስርሑሉ ስራሕ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል::

6 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 20/11/2018 ዓ/ም-29/11/2018 ዓ/ም ይከውን:: ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገለ 29/11/2018 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 29/11/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕዳዊ ተወከልቲ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

7 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ::

8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ (እስፔስፊኬሽን)እናመፃኩምምውሳድ ትክእሉ፡፡