አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ዘፈር ፋይናንስ

ግልፂ ጨረታ

ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን 2019 በጀት ዓመት ንፊኖዝ ዝኸውን ፅሬቱ ዝሓለወ ደረቕ ናይ ወፃኢ ጥረ ስርናይን ዓተር ኽክዕን ብቢሮ ዝቐርብ ሳምፕል መሰረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኽዕድግ ይደሊ።

ስለዝኾነ ቐድም ኢሎም ኣብ ዝተጠቀሰ ዘፈር እትናትፉ ነጋዶ፡

  • ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቓድ ንግዲ ዘለኩም፣
  • ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክትቀርቡ ትኽእሉ፣
  • መለለዪ ቑፅሪ ከፋላይነት ግብርን ናይ ምእራባይ ፍቓድ ዘለኩም ንኽትሳተፉ ይዓድም::

ብምዃኑ ተጫረቲ ናይ ጫረታ ዘርዘር መምርሒ ዝሓዘ ሰነድ 400 ቕርሺ ብምኽፋል፣ ኹሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓታት ኣብ ክፍሊ ዓደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን፣ እዚ ፃውዒ ጫረታ ካብ ዝተገበረሉ 14 ሓምለ 2018 ዓመተ ምህረት ክሳብ 24 ሓምለ 2018 ዓመተ ምህረት ሰነድ ጫረታ ብምዕዳግ፣ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ክትእትዉ ኸም ትኽእሉ ይገልፅ።

እዚ ጫረታ 24 ሓምለ 2018 ዓመተ ምህረት ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ፣ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት።

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጫረታ ብኽፋል ወይ ሙሉእ ብሙሉእ ናይምስራዝ መበሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሰኺ ሓበሬታ ብቑፅርታት ስልኪ:

  • 034 440 8912
  • 0914 008 595
  • 0920 426 802

ደዊልኩም ሕቶታት ክትሓቱ ትኽእሉ።

ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ