ናይ ጨረታ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዞባታት ፓዳት ክተሓትም
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CPO ከትሕዝ ዝክእል::
3 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 100 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ)፡፡
4 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
5 ኣብ ዝምላእ ሰነድ ቶታል ይቅመጥ፣ኣብ ሰንድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን::
6 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 16/11/2016 ዓ/ም -23/11/2016 ዓ/ም ይከውን::
7 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 23/11/2016ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 23/11/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
9 እቲ ናይ ፓዳት እስፕስፊኬሽን ሳምፕል እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::