ናይ ጨረታ ምልክታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ ስለዚ ን2018 ዓ/ምን ንመፃኢ 2' ተካታተሊ ዓመት ኦዲት ክገብር ዝደሊ መመዘኒ ረቃሓታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም ::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ዘለዎም::
2 ናይ 2018 ዓ/ም ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለ::
3 ናይ ጨረታ መግዚኢ ሰነድ ዋጋ ብር 500.00(ሓሙሽተ ሚኢቲ ብር)ከፊሉ ክወስድ ዝክእል
4 ናይ ፌደራል ኦዲት መስራቤት ብቕዓት መረጋገፂ ዘቅርብ::
5 ቅድሚሕዚ ኣብ ዓበይቲ ናይ ሲቪል ማሕበረሰብን ወይ ተመሳሳሊ ትካልን ዝስርሑሉ ስራሕ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል::
6 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 08/11/2018 ዓ/ም-18/11/2018 ዓ/ም ይከውን:: ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 18/11/2018 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/11/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕዳዊ ተወከልቲ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ዕሕፈት ዝክፈት ይከውን::
7 ቤት ዕሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ::
8 _ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ (እስፔስፊኬሽን) እናመፃኩምምውሳድ ትክእሉ::