ምልክታ ኦዲት
ትካልና ፍረ ስውኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ 2018ዓ/ም ሒሳቡ ብናይ ደገ ኦዲት ከግብረ ስለ ዝደለየ ከብዚ ንታሕቲ ዝተ ዝርዘሩ ነጥቢታት እተማልኡ ተዋደደርቲ
ክዕድም ይፈቱ።
1. ኖይ 2018ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ ክኸዉንኣለዎ
2. ቫት ተመዝጋቢ ቲን ሰርቲፊኬት ክቕርቡ አለምም /ዝኽእል/
3. ናይኦዲትሪ ዝተራጋግፀ ፍቓድ ሰርቲፊኬት ክቕርቡ ዝኽእል
4. ኣብ ተማሳሰሊ ትካለት 4+ ዓመት ኦዲት ዝገበረ ልምዲ ሰራሕ ምስክረ ወረቕት ክቕርቡ ዝኽእል
5. ዋጋ እንተቕርብን ቕድሚ ቫትን ድሕራ ቫትን ክመልእ ይግባእ ።
6. ሰዓራይ ዝሰዓረ ምዃኑ ምሱተነገሮ አብ ውሽጢ 2+ ማዓልቲ ወዕል አሰሩ ሰራሕ ክጀምረ ይግበእ።
7. ትካልና ብምሉእ ይኹን ብኽፋል እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።
8. ካብ ሓምለ 8/11/2018 ዓ.ም ክሳብ ሓምለ16,2018 ዓ.ም
9. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914729393 ምድዋል ይከኣል።