ማእከል ሽረ ዕደጋ ማእከል ከተማ ሽረ እንዳስላሴ

1 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ

2 ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት

3 ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለራሽን ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእታ ዘለዎም ከምእዉን ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ሰርተፊኬት ናይ ስራሕ ተኮናተራይነት ዝተሐደሰ ብቅዓት ከምእዉን ታክሲ ኪሊራንስ ዘለዎም

4 ናይ ጨረታ ዉሕስና ብኢትዩጰያ ብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንኪ ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕሰና ናይ ገንዘብ ክፍሊት መአዘዚ ማለት እዉን ስፒኦ ዉይድማ ብጥረ ገንዝብ 150000 ከቅርቡ አለዎም

5 ተጫረቲ ነቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከበሉ ማዓልቲ ብመሉእ ዓቅሙ ክሰርሕ ዝክእል

6 ተጫረቲ ናይ ዝጫረተሉ ቴክኒካል ፋይናንሻልን ነንበይኑ ደኩመንት ሐደ ዋና ሐደ ድማ ፎቶ ኮፒ ጨረታ ሰነዳት ናይ ሰራሕ ተኮናተራይነት መዝገባ ካርድ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ዲክለራሽን ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእታ ዉሕስና ጨረታ ማለት እዉን ቢድ ቦንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታት ብምዕሻግ መሊሶም ኣብ ካልእ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብቲ ልዕሊ ፖስታ ሽም ዝጫረትሉ ፕሮጀክትን ኣድራሻን ብዝረአ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ነይ ማሕበራን ገብኣስ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ዳሽን ባንኪ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 30 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 26/11/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ እዩም

7 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀረበ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ደኩመንት ፊሪሞምን ሓቲሞምን ቅድም ሰዓብ እቲ ደኩመንት እንተይኣጎደሉ እቲ ደኩመንት ከምቲ ክሽየጥ ዝነበሮ ከይኣጎደሉ ከቅርቡ አለዎም

8 እቲ ጨረታ ኩሉም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 26/11/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ክክፈት እዩ

9 እቲ ማሕበር ካሊዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበረቴ 0914780968 0914213468 0913787230

ማእከል ሽረ ዕደጋ ማእከል ከተማ ሽረ እንዳስላሴ