ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ

1 ስለዝደለየ ነበርቲ እታ ከተማ ካልኦት ማሕበረሰብን ሰለዚ ካብ 3/11/2018 ዓም ክሳብ 23/11/2018 ዓም ትወዳደሩ ትክእሉ

2 ካብ ዉሽጢ ይኩን ካብ ደገ ዝኮነ ሰብ ክጫረት ይክእል

3 ተጫራታይ 200 እናከፈለ ሰነድ ጨረታ እናከፈልካ ምዉሳድ ይከአል

4 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

5 ጨረታ ዝወፀሉ 3/11/2018 ዓም እዩ ጨረታ ዝዕፀወሉ 23/11/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ይከዉን

6 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት ድማ 23/11/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ይከዉን

7 ጨረታ ዝከፈተሉ ቦታ ሆስፒታል ኣብ ምምሕዳር ፋይናንስን ይከዉን

8 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

9 ተጫራታይ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ዉዕሊ መጠን ገንዘብ ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ድምር 10 ሚእታዊ ምካኑ ፈሊጡ ክወዳዳር ዝክእል

10 ክጫረት ዝክእል ኣካል ብናይ ባዕሉ ወይድማ ሕጋዊ ዉክልና ዘለዎ ክከዉን አለዎ

11 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ዉዕሊ ወሃቢ ብምክድ ናይ ዝሳዓሮ ንብረት ዋጋ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣታዊ ምስገበረ ንብረት ኣብ 15 ተከታታሊ መዓልቲ ከልዕል ዝክእል

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914754459 0914505717