ምልኸታ ፕሮፎርማ ናይ ሓምለ ወርሒ 2018 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | እስክርቢቶ ቀይሕ | ባዓልዕ ዝሕዝ | ፓኬት | 2 | ||
| 2 | ሰማያዊ እስክርቢቶ | ባዓል ዝሕዝ | ፓኬት | 2 | ||
| 3 | ካርቦን | ኦርጅናል | ብደስጣ | 5 | ||
| 4 | ፍለድ እስክቢቶ | አርጀናል | ፓኬት | 5 | ||
| 5 | ፓርከር ኣይ | ኦርጅናል | ፓኬት | 2 | ||
| 6 | ኣታፊ ባኣል ብርቅ | ኦርጅናል | 200 | |||
እንክተሎም መምርሒ:
እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 7/11/2016 ዓ/ም ዕለት-9/11/2018 ዓም ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10/11/2018 ሰዓት 04:30 ይኸፈት::
4. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኹም ምሃብ ትኸእሰ።
5. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርጅናል ኣቑሑት ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
6. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዘኒኡ ዝፀንሓ ግዜ 5 ማዓልቲ እዩ::
8.ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ §እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽ ከም ዉዕሊ የገልግል።
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ