ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስተራክሽን ክልል ትግራይ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ክብ መደበኛ በጀት ሓበራዊ ኮምፕሌክስ ህንፃ ጠቕላላ ህንፃ ቤዝመንት ግራውንድ ናይቲ ህንፃ ግቢ ሙሉእ ናይቲ ህንፃ መእተዊ በሪን ዘጠቓለለ ናይ ፅሬት ግልጋሎት ብልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ሰዓራይ ናይ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡ 


ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቛሒ ዘማላእኩም ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

✓ ብናይ ፅፊት ግልጋሎት ንግዲ ዘርፊ ፍቓድ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ዘለኩም ብልሂ ዝርአ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

✓ ናይ 2018 ዓ/ም ዘተሓደሰ መቕረባይነት መፍለይ ቁፅሪቲን/ ግልጺ ብዝርአ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

✓ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ ዝሓለፈ 3 ወርሒ ወይ - ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ዘሎ ሓደ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ብግልፂ ዝርአ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ ፡፡

✓ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200.00 ብሮ ሓደ ቲቲ ብር/ ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ሐበራዊ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቑፅሪ ቢሮ 59 ካብ ዕለት 08/11/2018 ክሳብ 22/11/2018 እናመፃእኹም ብምውሳድ እቲ ጨረታ ዕለት 22/11/2018 ዓ/ም ክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን ክልልትግራይ - ዛይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ 1፥ ደብሪ ቑፅሪ 59 ይኽፈት''

✓ ሰነድ ጨረታ ሓደ ኦርጅናልን ሓደ ኮርን ነንበይኑ ተሺኑ ኣብ ዋና ቅዳሕ ኦርጅናል ኣብ ካልኣይ ቅዳሕ ኮፒ ብምባል ክሐፍን ክቐርብን ኣለዎ፡፡

✓ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ብር 30000.00/ ሰላሳ ሕሽ / ብባንኪ ዝተረኸ እዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሊተርእዩ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ትኽእለ

✓ ተጫረቲ ወይ ወኪልቶም እንተዘይተረኸቦም እቲ ጨረታ ምኽፋት ኣይተዓናቐፍን

✓ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ ቕሬታ መቐበሊ 3 መዓልቲ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ውዕሊ ክፍርምን መኽበሪ ውዕሊ ዘትሕዝን ይግባእ ፡፡

✓ ሰዓራይ ትካል ውዕሊ ካብ ዝሰኣረ እቲ ናይ ሶፊት ግልጋሎት ዘድሊ ማተርያል -ሓይሊ ሰብ ካልኦት ዘድልዩ እታወታት እናቕረበ ናይ ፀዓመት ውዕሊ ብምእሳር ክሰርሕ ዝኽእል፡

✓ ተጫረቲ ኣብ ዘቕርብዎ መወዳደሪ ሒሳብ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኸምታምን ኣድራሻን ሕድሕድ ገፅ ማህተም ክህልዎ ይግባእ