ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ

ን2ይ ምልክታ ጨረታ ግዝኢት

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ፕሪንተር(HP Laser Jet P402/P403) ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም ።

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቲን ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ

2. ተጫረትቲ ብሳምፕል መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም ብናይ ባዕልኹም መሊእኹም ካብ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ድ/ቐትሪ ናብ ቤት ፅሕፈት በት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራት መቐለተቕርቡ።

3. ጨረታ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኸፈት።

ተ.ቁዝርዝርመዐቀኒበዝሒስፐሲፊኬሽንነፀላ ዋጋሓፈሻዊ ዋጋ
1ፕሪንተር(HP Laser Jer P402/P403ቑፅሪ01HP Laser Jet P402/P403