ዕለት 25/10/2018
ቁፅሪ ፕሮፎርማ 18
ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ መቕረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
6. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 25/10/2018 ክሳብ ዕለት 27/10/2018 ዓ/ም 5፡00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
7. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።
8. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
9. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲንሰርቲፊኬትን /in/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
10.እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
| ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ መኪና ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላማደርያኡ | M755 | ብቁፅሪ | 03 |
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5
ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875