ምልክታ ፕሮፎርማ
1.ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ _ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞቶር ኣቁሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።
| ተ.ቀ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ ብር | ጠቅላላ ዋጋ ብር | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ስፖኮዮ ናይ(ማን ፀጋም) | ናያማሃኦርጅናል | ብቁፅሪ | 02 | |||||
| 2 | ንፋስ መከላከሊ ናይ ቅድሚት መስተዋት | ናያማሃ ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 01 | |||||
| 3 | ናይ ድሕሪት ፍራቻ ናይ (ፀጋም) | ናያማሃ ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 01 | |||||
| 4 | ዘይቲ ሞተር | ኦርጅናል | ብሊትሮ | 01 |
1. በቲ ዘርፍ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/10/2018 ዓ/ም ክሰብ ዕለት 26/10/2018ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/10/2018ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን፡፡
3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።
4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዪ።
5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።
6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7. ንብረት ኣብ እዋኑ _ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር፡፡
8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ ንርከብ ።
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና_03 44 41 79 10 ደዊልካ ክንዲ ቤት ፅሕፈትት/ፋይናንስን
ክንዲ ቤት ፅሕፈትት/ፋይናንስን
ሽም --- ፌርማ
ዕለት----
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ፌርማ ዕለት--