Ref No ORE/27/584/26
Date 301612026
ናይ ጨረታ ምልክታ
ትካል ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ነቶም ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ እቶም ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሱ ረቋሒታት ዝተማልኡ ሕጋዉያን ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10' ናይ ስራሕ መዓልትታት ናይ ዋጋ መምልኢ ፎርሚ ካብቲ ትካል ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኹም ብሰም ብዝተአሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት እፕሬሽን ሬስክዩ ኢትዮዽያ ጨረታ ሳፁን እቲ ኣታዊ እትገብሩዋ ጣፍ ብናይ ባዕልኩም ሚዛን ኣምዕእኩም ኣብ ቅድሚየና መዚንኩም ክተረኩቡና ኣመዝንኩም ከም እተረክቡና ንክትገብሩ ክንገልፅ ንፈቱ::
| ተ.ቁ | ናይ ምግቢ ዓይነት | በዝሒ | መለክዒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||
| 1 | ቀዳማይ ደረጃ ጭራ ሜዳ ጣፍ | ኩንታል | 110 ኩንታል | ||||
| 2 | ቀዳማይ ደረጃ ካራ ቆሬ ጣፍ | ኩንታል | 110 ኩንታል | ||||
እዚ ጨረታ ዝመልአ አካል ስም
ፊርማ
ናይ ትካልኩም ማህተም
መተሓሳሰቢ
• እቲ ዝቐርብ ቀዳማይ ደረጃ ጣፍ(ጭራ ሜዳ) ወይ ካራቆሬ ፅሬቱ ዝተሓለወ ምኻኑ ብበዓል ሞያን ተመርሚሩ ከምዝአትው እንድሕር ዕሬቱ ዘይተሓለወ ኮይኑ ግና ተቐባልነት የብሉን፡፡
• እቲ ዝቐርብ ጣፍ ናብ ቀበሌ 18 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ብናይ ባዕልኹም መጎዓዓዚ በቲ ዝተጠቐሰ ግዜ ክተቅርቡ እትክእሉ፡፡
• እቲ ጠቅላላ ዕድጊት ካብ ብር 20,000.00 (ዕስራ ሽሕ ብር) ንላዕሊ እንተደአ ኮይኑ በቲ ሕጊ መሰረት ዊዝሆ ልዲንግ ታክስ 3% ከምእትኸፍሉ ነተሓሳስብ
ዘድልዩ ረቋሒታት
1ይ. በቲ ሞያ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ _ ዘለዋ ዎን::
2ይ. ናይቲ ትካል ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
3ይ. ናይ 2018 ዓ/ም ፍቓድ ዘሓደሰ/ት::
4ይ. ናይ ጨረታ ዉሕስና (Bid Bond) 3% ከትሕዝ ዝኸእል::
5ይ. ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ሰሉስ ዕለት 23 /2018 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 9:00 እንትኸዉን እቲ ጨረታ ድማ ድሕሪ ሓደ ሰዓት ማለትዉን ሓምለ ሶኒ ዕለት 06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረኸብዎ እቲ ጨረታ ይኸፈት ምኻኑ ክንገልፅ ንፈትዉ::እቲ ትካል ዝሓሸ መማራፂ እንተረኺቡ በኸፉል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ።
ኣድራሻ
ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ዋና ቤት ፅሕፈት ቀበሌ -18- ፊት ሸባ ኣካዳሚ-ስ.ቁ 0344409442/ 0344410810