ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ

1 ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ተከታታሊ መዓለቲ ካብ ዕለት 10 ሰነ 2018 ዓም ክሳብ 24/10/2018 ዓም ሰዓተ 3:30 ሳነዱቅ ጨረታ ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

2 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ብሽም ማእከልና ከትሕዝ ዝክእል

3 መትሓዚ ስፒኦ 66000 ቅርሺ ክትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 200 ቅርሺ ጥራሕ

5 ሰነደ ጨረታ ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

6 ማእከልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ድሕሪ ናይ ጥርዓን ሰለሰተ መዓለቲ ሰዓራይ ነቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ንዝሰዓሮ ንበረት ጠቅላላ ዋጋ ብምክፋል ካብ ንብረት ክፍሊ ወፃኢ ገይሩ ንብረት ይወስድ

8 ሰዓራይ ዝፈለ በብዓይነቱ ዝላዓለ ዋጋ ዝመለአ ኮይኑ ጠቅላላ ዋጋ ብምዉሳድ ይከዉን

9 ተጫረቲ እቲ ዝሽየጥ ንብረት ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእለ እዩ

10 እቶም ዝሽየጡ ንብረታት ኣብ ዘለዎ ቦታታት ብኣካል ከይዲካ ምርኣይ ይከኣል

ንተወሳኪ 0914119971 0914725098