ናይ ፅሕፈትን ስእልን አቁሑት ምልከታ ፕሮፎርማ
| ተ.ቀ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር Description | መፍለይ ቑፅሪ Specifcation/part number | መዐቀኒ Unit | በዝሒ Qantiity | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ወረቐት 80gm | A4 | ደስጣ | 60 | |||||
| 2 | እስክርቢቶ ዕንቆዋይ | Kian blue 50 ዝሕዝ | ባኮፓኬት | 30 | |||||
| 3 | እስክርቢቶ ፀሊም | Kian blue 50 ዝሕዝ | ባኮፓኬት | 20 | |||||
| 4 | ኡሁ | ኦርጅናል | ሴት | 5 | |||||
| 5 | ፍለሽ | ልፋ | 32 GB SAN DISK | ቁፅሪ | 20 | ||||
ሓበሬታ
1) ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።
2) ካብ እስፔስፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።
3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ ንብረት አብ ውሽጢ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቕርብ ዝኽእል።
4) አብ ፕሮፎርማ ሰነድ ናይ ዋጋ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን
5) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።
6) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/0/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/0/ 2008 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/10/2018ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 24/ 10/ 2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸውን።
ኣድራሻ፡- ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ ሞንጎኡ ንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914 413007 እንተደልዮም ይደውሉ፡፡