ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል

ናይ ምልክታ ፕሮፎርማ

ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ሕክምና ላባላቶሪ ሪፖረት Abolatory Repor「 form /ሕትመት ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።

ተ/ቁዓይነት ንብረትዝርዝር ስፔስፊኬሽንመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
1ላባላቶሪ ሪፖረት ABOTORY Repor form / ባዓል100ብA4ሳይዝፓድ/pad/10
2HISTORY SHEET FORMባዓል 100ብ44ሳይዝፓድ/pad5

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ /TN No./ ኮፒ ከቕርብ ዝኸእል ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 19/10/2018ዓ.ም ክሳብ ዕለት 22/10/2018 ዓ.ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ኣታዊ ምስኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ ዕለት22/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ብዕለት 23/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ይኸፈት ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ ።

➢ እቲ ንብረት /ኣቑሓ/ በቲ ዝተጠቐሰ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ ።

➢ ተወዳዲርካ ሰዓራይ ኮይንካ ኣየቕርብን ምባል ቕፅዓት ከምዘቕፅዕ ነፍልጥ "

➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝቕመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቕረብቲ ትካላት ካብቲ ውድድር ወፃኢ ንገብር ምዃና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ ።

➢ ኣድራሻና ኲሓ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ብጋርመንት ውሽጢ ኣቲኻ

ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ - 43 እዩ::

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉው እዩ ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-4420331 ደዊልኩም መብርሂ ምሕታት ይኽኣልእዩ::