ፕሮፎርማ ምልክታ ቁፅሪ 01
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝተፈላለዩ ናይ እስተሽነሪ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ
ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ እስተሽነሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉፋ ትኽእሎ/ላ፡፡
➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፤
➢ ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪTIN ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣
➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡፡
➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ _ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 18/10/2018 ዓ/ም ክሳብ 22/10/2018 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡00 ክተቕርቡ/ ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡
➢ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 22/10/2017 ዓ/ም ቅ/ሰዓት ቅ/ሰዓት 3፡00 ተዓፂዩ ልክዕ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3:30 ቅ/ሰዓት ኣብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ 3 ደብሪ ይኽፈት፡፡
➢ ቢሮና ዘዳለዎ ኣብ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡
➢ እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከምዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡
➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
➢ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡፡
➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ እስተሽነሪ ዝተወዳደርኩም ናይ ዝሰዓር ኩምዎ ንብረት ብናይ ባዕልኹም መጋዓዝያ ናብ ቢሮና እስቶር ተቅርቡ ትኽእሉ ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ቢሮና ኣብ ዓዲ ሓቂ ዕዳጋ ዝርከብ ኢትዮዽያ ንግዲ ባንኪ 3ይ ደብሪ ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404272 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ሰነድ እስተሽነሪ
| ተ.軍 | ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠድምር | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
| 1 | ናይ ፕሪንተር ቀለም | TK-1160 | ብቁፅሪ | 02 | ||||
| 2 | ናይ ፕሪንተር ቀለም | 05A | ብቁፅሪ | 01 | ||||
| 3 | ፎቶ ኮፒ ወረቀት 500 ሽት 80ግ A4 | ብደስጣ | ብቁፅሪ | 60 | ||||
| 4 | ናይ ላፕቶፕ ቻርጀር | ሳምፕል | ብቁፅሪ | 01 | ||||