ቢሮ መሬት ክልል ትግራይ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ቢሮ መሬት ክልል ትግራይ 5 ብርጅ ስቶን (ወይ ተመሳሳሊ) 205 X55 R 16 ጎማታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቑፅሪ (TIN) ዘቕርቡ ክሆኑ ኣለዎም።
* እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/10/2018 ክሳብ 22/10/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ብዕለት 23/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይኸፈት።
* ሰነድ ጨረታ ብዝዓሸገ ፖስታ ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ መሬት ቢሮ ቁፅሪ 228 ዘኣቱ ኮይኑ፣ ዝሰዓረ ተወዳዳሪ ደብዳቤ ምስተፅሓፈሉ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ንብረት ከረክብ ኣለዎ።

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ መሬት ከልል ትግራይ እዞም ትሕትሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ናይ ስፔር ፓርት አቅሓ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ አዋዳዲሩ ብሮፎርማ ከድግ ከስርሕን ይደሊ ስለዚ እዞም ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ መስፈርቲ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ተ.ቁዓይነት ንብረትፓርት ናምበርመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ ዋጋ
1ብርጅ ስቶን ጎማ ወይ ተመሳሳሊ205 X55 R 16ቁፅሪ05

1. በቲ ዘርፍ 2018 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝሓዘ

2. መቅረባይነት ከቅርብ ፣ TIN ከቅርብ ዝከአል

3. ተጫራታይ አሸናፊ ምስ ኮነ ደብዳቤ ምስተፅሓፈሉ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ከረክብ ዝክእል

4. እቲ ጨረታ ዋጋ ሸውዓት ማዓልቲ ፀንዑ ይፀንሕ

5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

6. እዚ ፕሮፎርማ አብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ መሬት ከልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ን ምም/ር ቢሮ ቁፅረ 228 ናይ ትካልኩም ማህተምን ፈረማን ብምግባር ብዝዓሸገ ፓሰታ ኣታዊ ክትገብሩ ትክኢሉ።

እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/10/2018 ክሳብ 22/10/2018 ዓ/ም አብ አየር ይፀንሕ ዕለት 23/10/2018 ሳዓት 4.00 ይከፈት

7. ቢሮ ና ዝሐሸ አመራፂ አንተረኪቡ ብከፋል ይኩን ብሙሉእ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብሰልኪ ቁፅረ 0342405423 ምሕታት ይከአል