ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ መሬት ከልል ትግራይ እዞም ትሕትሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ናይ ስፔር ፓርት አቅሓ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ አዋዳዲሩ ብሮፎርማ ከድግ ከስርሕን ይደሊ ስለዚ እዞም ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ መስፈርቲ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ፓርት ናምበር | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ብርጅ ስቶን ጎማ ወይ ተመሳሳሊ | 205 X55 R 16 | ቁፅሪ | 05 |
1. በቲ ዘርፍ 2018 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝሓዘ
2. መቅረባይነት ከቅርብ ፣ TIN ከቅርብ ዝከአል
3. ተጫራታይ አሸናፊ ምስ ኮነ ደብዳቤ ምስተፅሓፈሉ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ከረክብ ዝክእል
4. እቲ ጨረታ ዋጋ ሸውዓት ማዓልቲ ፀንዑ ይፀንሕ
5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
6. እዚ ፕሮፎርማ አብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ መሬት ከልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ን ምም/ር ቢሮ ቁፅረ 228 ናይ ትካልኩም ማህተምን ፈረማን ብምግባር ብዝዓሸገ ፓሰታ ኣታዊ ክትገብሩ ትክኢሉ።
እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/10/2018 ክሳብ 22/10/2018 ዓ/ም አብ አየር ይፀንሕ ዕለት 23/10/2018 ሳዓት 4.00 ይከፈት
7. ቢሮ ና ዝሐሸ አመራፂ አንተረኪቡ ብከፋል ይኩን ብሙሉእ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብሰልኪ ቁፅረ 0342405423 ምሕታት ይከአል