መባእታዊ ሆስፒታል ሞኸኒ

1 ናይ 2018 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ በቲ ስራሕ ዘረፊ ዝተመዝገበ ወይድማ ዝተመዝገበት

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ዘለዎ ወይድማ ዘለዋ

3 ናይ መቅረባይነት ዝሐደሰ ወይድማ ዘሐደሰት

4 3 ሚእታዊ ዊዝ ሆልድንግ ዝከፈል

5 ኣብ ጨረታ ግዜ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

6 ኣቲ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከቅርብ ዝክእል

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 እብቲ ጨረታ ዝረከብ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል ይከዉን

10 ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 200 ኮይኑ ኣብ መኮኒ መባእታዊ ሆስፒታል ይከዉን

11 መከበሪ ጨረታ ንነብሰወከፍ 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

12 ኣብ ጨረታ እዋን ዋና ምስ ቅዳሕ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

13 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ብመራከበቲ ሓፋሽ ካብ ዝተጋወሐሉ ክሳብ 24/10/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 2:00 ንጉሆ ይከዉን

14 ጨረታ ዝከፈተሉ 24/10/2018 ዓም ሰዓት 2:30 ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0973543034 / 0924290625 / 0923302658