ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ፕሮፎርማ/ 12
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መኪና ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቛሒታት እተማልእ ነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::
መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣፣
3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪ /TI/ ዘለኩም፡፡
4. ናይ መቕረባይነት ምሰክር ወረቐት ክቕርብ ዝኽእል::
5. ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሽም፡ ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን፣ ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 17/10/2018ዓ/ም ክሳብ 19/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ክትቕርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ::
6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 19/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይኽፈት::
7. እቲ ዝቐርብ ኣምፑል ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን አለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን::
8. አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን::
9. ካብዚ ዝተሓሶት ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቸይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን::
10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘገልግል እቲ ንብረት አብ ኢዶም ምህላዉ አረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ ::
11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይኑ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ኣቕሓን ብስፈሰፊኬሽን መሰረት ንክቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚዔ ኣለኩ ::
12. ሞጋ ፀኒዑ ዝንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠለ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ
ይኸውን::
13. ትካለና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርሃ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ::
14. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር::
15. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትዝበር::
16. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ - -- 03 44-41 65 70 ሓዱሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ፓርት ናምበር | ሞዴል መኪና | ታርጋ ቁፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብሪሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 08 | Head Pump | 22140-54730 | LN-166 | 4-00782 | pis | 01 | |||
| 09 | ሽኽ ኣብርበር ቅድሚት | 48511-80065 | LN-166 | 4-00782 | pis | 02 | |||
| 10 | ሸኽ ኣብዘርበር | 48531-39341 | LN-166 | 4-00782 | pis | 02 |