ፕሮፎርማ ቑፅሪ 16 /2018
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑትግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡
➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣
➢ ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣
➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል።
➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3‛ መዓልቲ - ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ | ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁዕርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ናይ መንነት መታውቕያ ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነመልክት ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ሓዚ ትርከበሉ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 17/10/2018 ዓ/ም ክሳብ 19 /10/2018 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ። እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 19/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 900 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኽፈት፡
➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ።
➢ እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፈርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም
ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡
➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ቅርቡ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል
➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይኽእልን።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714/09 14 76 88 50 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ግልጋሎት ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ | እስፐስፊኬሽን | መለክ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ ብር | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
| 1 | ኣቃፊ በዓል ብረት Kert | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 100 | ||||
| 2 | ኣቃፊ በዓል ገመድ ረጊድ | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 200 | ||||
| 3 | ፍለሽ በዓል 32 ጎማ | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 50 | ||||
| 4 | ካርቦን 8000 | 1 ደረጃ | ዴስጣ | 50 | ||||
| 5 | ካልኩሌተር CITIZEN CI-9199 | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 05 | ||||
| 6 | ኮምፒተር ወረቀት 80 ግራም Laola | 1ይ ደረጃ | ዴስጣ | 100 | ||||
ሽም፡ ፌርማ፡-
ዕለት፡
ስልኪ ቑፅሪ