ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ-7
ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ላንድ ክሎዘር ዝዓይነታ መኪና ሞዴል HZ76 ዝኾነት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ።
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝኽእሉ ረቛሒታት
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል ።
2. ናይ 2018 ዓ/ም መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል ።
3. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ /ቲን ናምበር /ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል ።
4. ተወዳደርቲ ነጋዶ ዘቕርብዎ ደረሰይ ሕጋዊ ክኸዉን ኣለዎ ።
5. ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ ።
6. ተወዳደርቲ ንዘሸንፍዎ ንብረትኣብ ዉሽጢ ሓደ መዓልቲ ናብ ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዚ ከቕርቡ ዝኽእሉ ።
7. ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝን ብ25% ናይ ምዉሳኽን ምቕናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ።
8. ሐዚ እንርከበሉ ቦታ ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ክፍሊ ፋይናንስን ዕደጋን ቢሮ ዝኸፈት ይኸዉን።
9. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914018514 ደዊልኹም ምሕታት ትኽእሉ ምዃንኩም ክንገልፀልኩም ንፈቱ ።
መዘኻከሪ
- ካብ ዕለት 16/10/2018-19/10/2018
ኣብ ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ንሞዴል HZ 76 ላንድ ክሎዘር መኪና ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት 1ይ ደረጃ ዝኾነ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ናይ 2018 ዓ/ም ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ቲን ናምበርን ዘለኩም ተወዳደርቲ ኣብ ዝስዕብ ሰደቓ ክትመልኡ ተዳልዩ ኣሎ ።
| ተ.ቁ | ዓይነትንብረት//material/ | መፍለይ spesfication | መለክዒ | በዝሒ | ዋጋ ብር | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ንሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | ||||||
| 1 | ሄድ ላምፕ RH | 81130-60C50/40 | ብቁፅሪ | 01 | |||
| 2 | ዊል ዲስክ | 42610-60320 | ብቁፅሪ | 01 | |||
| 3 | መረጋገፂ ምንፃፍ | 3D ኦርጅናል | ሴት | 01 | |||
| 4 | ካብ ኣሰይ | 44305-22060 | ብቁፅሪ | 01 | |||
| 5 | አስትሪንግ ዳምፐር | 45700-69175 | ብቁፅሪ | 01 | |||
ናይ ነጋዳይ ስም ፊርማ
ስልኪ ቑፅሪ
ምምሕዳር