ምልክታ ጨረታ
መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ብ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይ 2018 ዓ/ም ናይ ሒሳብ መዝገብ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ:
በዚ ሞያ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ/
| ተ.ቁ | ዓይነት ሰነድ | መዐቀኒ | በዝሒ |
|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ኣታዊ ሰነድ | ኣቃፊ | 03 |
| 2 | ናይ ወፃኢ ሰነድ | ኣቃፊ | 02 |
ዝድለዩ ረቋሒታት:-
- ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ናይ ኣታዊን ወፃኢን ሒሳብ ሰነዳት ኣብ 15 መዓልቲ ውሽጢ ሰሪሑ ከም ዘረክብ ውዕሊ ዝኣስር::
- ንእትስርሕሉ ዋጋ ቲኦቲ /ቫት/ሓዊሱ ብናይ ባዕልኹም ዋጋ መቅረቢ መሊእኹም ናይ ትካልኹም ማህተም ገይርኹም ንግዲ ፍቃድኩምን ቲንን ፎቶ ኮፒ ኣታሓሒዝኩም ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ኣብ ብሎክ ረ ገዛ ቁፅሪ 307 ብፓስታ ኣሽኩም ንክተቅርቡ ንዕድም።
መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕ/ስ/ማ
ቀዳማይ ወያነ ዋዛ ስራሕ ዕሕፈት
034-441-53-16