ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 15 /2018

ዝወፀ ምልክታ ፎርማ ዝርዝር ተደላይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ዘይቲን ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና_ኣቁሑትን ዘይቲን ( ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ።

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣

➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TI/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡፡

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ናይ መንነት መታውቕያ ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነመልክት ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ሓዚ ትርከበሉ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/10 /2018 ዓ/ም ክሳብ 18/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድ/ሰዓት ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

➢ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 18/10 /2018 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኸፈት፡፡

➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፈርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ቅርቡ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል

➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይኽእልን።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714/09 14 76 88 50/09 14 01 55 36 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ዘይቲን ግልጋሎትን ዘይቲን ግሪሰን ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ _ናይ ፔጆ መኪና UF 3CUHZ 0 153 307 (2008 _ፖርት ናምበር እዚ

ተ.ቑዓይነት ንብረትእስፐስፊኬሽንመለክበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ ብር
ብርብር
1.ፓድ ኪት ቅድሚትኦርጅናልሴት02
2.ፓድ ኪት ድሕሪትኦርጅናልሴት02
3.ኦይል ፊልተርኦርጅናልብቑዕሪ03
4.ዘይቲ ሞተርኦርጅናልጋሎን03
5.ዘይቲ ፍሪንኦርጅናልሊትሮ03
6.ዋይፐር ብለድ ቅድሚትኦርጅናልብቑፅሪ06
7.ዋይፐር ብለድ ድሕሪትኦርጅናልብቑዕሪ03
8.ዘይቲ ካምብዮኦርጅናልጋሎን01
9.ቅድሚት ሽክ ኣብዘርቨርኦርጅናልብቑፅሪ02
10.ባትሪ 60 Ampir(ሌፍት)ኦርጅናልብቑዕሪ01
11.ፍሩሴን ኪት ታሕታዋይኦርጅናልብቑፅሪ01
12ፍሩሴን ኪት ላዕላዋይኦርጅናልብቑፅሪ01
13ባትሪ 70 Ampir(ኣክስፕሮ)ኦርጅናልብቑፅሪ01

ሽም፡ ፌርማ፡-

ዕለት፡

ስልኪ ቑፅሪ