ማእኸላይ ቤት ፍርዲ መቐለ

ዕለት 16/ 10/18 ዓ/ም

ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን 00 22/2018

ምልክታ ፕሮፎርማ

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ መደበኛ በጀት ዓመት 2018 ናይ ፈርኒቸር አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መምርሒ ተጫረቲ

1. በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ፡፡

2. ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ።

3. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲንናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡

4. ብውዕሎም መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም ።

5. ተጫራታይ ቢሮ ካብ ዘውፅኦ ዝርዝር መግለፂ ወፃኢ ምቕራብ ኣይኽእልን ።

6. ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽምን ክታምን ማህተሞምን ፣ኣድራሻ ከስፍሩ ኣለዎም

7. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ይክውን፡፡

8. ፕሮፎርም አብ አየር ዝወፀሉ ከብ ዕለት 16/10/18 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 18/10/18 ዓ/ም ይክዉን።

9. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/10/18 ዓ/ም ልክዕ 3፡30 ይክዉን ፣ዝክፈተሉ ቢቲ ዕለት ስዓት 4ተ ይክዉን፡፡

10. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ 

11. እዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ኣብ መንጎ ቤት ዕዮን መቕረባይን ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል።

12. ኣድራሻ ኣብ ከባቢ1ይ ወያነ ፖሊሰ ቤት ፅሕፈት ጅብሩክ ወይራ ሆቴል ዝነበረ ፡፡

13. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-405039 ይደዉሉ ፡፡

"ምስ ስላምታ

ማእኸላይ ቤት ፍርድ ከተማ መቐለ