1 ዝኮነ ይኩን ሰብ ኣብዚ ጨረታ ክወዳደረ ዝደሊ ከሉ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ ሰለሰተ ምዉሳድ ይክእሉ
2 ኣብ ሰነድ ጨረታ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ሽም ወይድማ ኣድራሻ ቅዳሕ ካርዲ መለለይ መንነት ኣብቲ ሰነድ ጨረታ አተሓሒዞም ክቅርቡ አለዎም
3 ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ካብቲ ሰነድ ጨረታ ወፀኢ ኣብ ካልእ ሰነድ መሊእካ ምቅራብ ተቀባልነት የብሉን
4 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምከፋቱ መከበሪ ጨረታ ዉሕስና 20000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
5 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ ሰለሰተ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 10 ክሳብ 25/10/2018 ዓም ልዕክ ሰዓት 3:
00 ቅድሚ ቀትሪ ክወሰዱ ይክእሉ
6 እቲ ጨረታ 25/10/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይከፈት እንትከፈት እንተሎ እዋን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ጨረታ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይክፈት
7 ዓይነት ንብረት ዝርዝር መግለፂ ስፐስፌክሽንስ ምስ ምልክታ ጨረታ ተታሒዙ ይርከብ
8 እቲ ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዉቅሮ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሽ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ምርኣይ ይከኣል እዩ
9 ሰዓራይ ጨረታ ዉፅኢት ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ጠቅላላ ገንዘብ ከፊሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ንብረቱ ቀልጢፉ የልዕል እንተዘይኣልዒሉ ዘትሓዞ መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ናብ ካዝና መንግስቲ ኣታዊ ይግበር
10 እዚ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ን 15 መዓለቲታት ይከዉን
11 እዚ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
12 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0922883981