ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ዕድጊት ንምፍፃም ዋጋ መምለኢ ቅጥዒ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ንምግዛእ ይደሊ ስለዝኾነ ድማ ክትወዳደሩ ትደልዩ በቲ ተዋህቡ ዘሎ መምለኢ ዋጋ መልእኹም ክተቕርቡ ንዕድም፡፡ ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት
01. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን
02. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን
03. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም ካልኦት መረዳእታን ዘቅርብ
| No | Description Model-ፓራዶ ቻሲ ቁ-JTEBD9E-J50K024473 | Part No | SI unit | Qty |
|---|---|---|---|---|
| 01 | Testiny Right | 45046-69245 | Pcs | 1 |
| 02 | Testiny Left | 45046-69245 | Pcs | 1 |
| 03 | Staplaizer Link Right | 48820-60050 | Pcs | 1 |
| 04 | Staplaizer Link Left | 48810-60040 | Pcs | 1 |
| 05 | Backel | 45503-60040 | Pcs | 2 |
4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::
5. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ዕለት 12-16/10/2018ዓ.ም ክሳብ ሰዓት 11:00 ብምምላእ ይፍፀም።
6. ዕለት 17/10/2018ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተኸፍቱ ቃለ-ጉባኤል ኦርደርን ተወድኡ ክቐርብ ይግበር
7. ኣበዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፎርማ ዕድጊት ምስተኸፈተ ን7' ማዕልቲ ጥራሕ ይኸዉን::
9. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓዕሪ ማዓልቲ ከቕርብ ዝክእል::
10. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::
11. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::