ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ

ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ

ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ናይ ጋርመንት ናይ ሕትመትን ማይ ጎልፎ መስርሒ ማሽነሪታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ ::በዚ መሰረት ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቌሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም ።

ተ.ቁዓይነት ስራሕመለክዒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ናይ ስፌት ማሽን 188uPcs10
2ዘምዛሚት ማሽን 526Pcs1
3ናይ ስፌት ማሽን 3 ዓይነትPcs1
4መልጎም መጥበቂትPcs1
5መልጎም መጥበቂትPcs1
6ዘምዛሚት ማሽንPcs1
7ናይ ጠረጴዛ ዘምዛሚት ማሽንPcs10
8መተኮሰ ካውያPcs1
9ናይ ስፌት ማሽን ዲናሞPcs7
10ጃኪ ናይ ስፌት ማሽንPcs1
11ማንዋል ናይ ሕትመት 4ክንፍ ማሽንPcs1
12ተገዳሚ ፍሪጅPcs1
13ላይት ቦክስ ናይ ዲዛይንPcs1
14ዝተሓተመ ክዳን መጥበቂPcs1
15ስከሬን መቃፀሊ ማሽንPcs1
16ፖስታ መስርሒ ማሽንPcs1
17ላሜራ ኮንተይነርPcs2
18ናይ ጎልፎ ማሽን ዓብዪ ቁ.8Pcs2
19ናይ ጎልፎ ማሽን ዓብዪ ቁ10Pcs4
20ፓሳፕ ናይ ጎልፎ ማሽን 80Pcs3
21ፓሳፕ ናይ ጎልፎ ማሽን 80Pcs4
22ጠቅላሊት ማሽንPcs4
23SP$ ናይ ስፌት ማሽንPcs2
24ናይ ጠረጴዛ ናይ ጃፓን ሶልጀርPcs3
25ማንዋል መጠቅለሊ ክሪ ወይ ጎልፎPcs1
26መዘምዘሚት ጎልፎPcs1

1. ተጫራታይ ናይ 2018 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ ምኻኑን መረጋገፂ ከቅርብ ዝኽእል::

2. ተጫራታይ መኽበሪ ጨረታ ብር 50,000.00 (ሓምሳ-ሽሕ) ብር ብሽም ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስትሪ ኢዳስትሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንመኽበሪ cpo ዘትሕዝ ክኸዉን ኣለዎ፡

ዝ/ው/ሕበር

3. ተጫራቲ ናይ ሓደ ካሬ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ብግልፂ ኣብ ዝተዋህቡ ሰደቓ ክመልኡ ይግባእ ፡

4. ተጫረቲ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ(TIN) ሰረቲፊኬት ከቕርቡ ይግባእ ።

5. ተጫራታይ ናይ ሕድሕድ ንመሸጣ ዝቐረቡ ንብረታት ናይ ሓደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋን ብግልፂ ኣብ ዝተወሃበ ሰደቓ ክመልኡ ይግባእ::

6. ተጫረቲ ዘቕርብዎ ዋጋ ቫት ዘሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ይግባእ። እንተዘይኮይኑ እቲ ዝቐረበ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክም ዝቐረበ ተገይሩ ይወሰድ።

7. ተጫረቲ ካብ ሰነ 11/10/2018 ዓ.ም ክሳብ ሰነ 20/10/2018 ዓ.ም ዘይምለስ ብር 200.00 እናኸፈልኩም እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ትካልና ፋይናንስ ክፍሊ ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂኢኹም ክትዕድጉ ይግባእ።

8. ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ዋጋ ብፖሰታ ዓሺጎም ማሕተም ብምዕራፍ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ክሳብ ሰነ 20/10/2018 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ኣታዊ ክትገብሩ ይግባእ

9. ጨረታ ሰነ 20/10/2018 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለቱ ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት

10. ጨረታ ዝሰዓረ ኣካል ጨረታ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ግቡእ ክፍሊታት ድሕሪ ምክፋል ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ንብረቱ ናይ ምዉሳድ ግዴታ ኣለዎ፡፡

11. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። 

ኣድራሻና ፣ከተማ መቐለ ዓይደር ክባቢያዊ ምምሕዳር ጥቓ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ዘሎ መዐደሊ ነዳዲ ንዉሽጢ እትዉ ኢልካ ይርከብ ስልኪ-0914727888