ምልክታ ጨረታ
ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ንዘበነ ትም/ቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ቀለም መንደቕ ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ እዚ ንብረት ንምቅራብ ዝስዕቡ ረቓሒታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም።
o ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን (2018 ዓ/ም) ዘለዎም
o ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘቕርቡን ቲን ቁፅሪ ዘለዎ
o ቫት (VAT) ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ
o ሰነድ ጨረታ ብር 200.00 ብምኽፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይከኣል።
o ንመክበሪ ጨረታ ካብ ዘቕርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO (ሲፒኦ) ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ CPO (ሲፒኦ) ኣብ ውሽጢ እቲ ፖስታ ተዓሺጉ ይቐርብ
o ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 11/10/2018 ዓ/ም ክሳብ 19/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡00
o ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 19/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡10 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3፡30 ይኽፈት፡፡
O ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የእትዉ።
መብርሂ:-እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ኣድራሻና፡- ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትው ኢልካ ጎኒ ዩኒቨርስቲ
ቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 01 38 /0914002380/