ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ሕፅፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 268 ንክተቕርቡ ንዕድም፡
| ታ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ ድሌት ተጠቀምቲ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | ጠ/ ዋጋ ብር | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | እስክርቢቶ ሰማያዊ ሊንክ ኦፊስ | ብሳምፕል | ፓኬት | 30 | |||
| 2 | ናይ ኮምፒተር ወረቐት | 80ግራም በዓል 500 ሹት | ዶስጣ | 200 |
✓ ናይ ዘመኑ ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን፤ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን፤
✓ ቲን ቁፅሪ (TIN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል፣
✓ ዘቕርቦም መረዳእታ ሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኸእል፤
✓ ንዝዳሎ/ዝቐርብ/ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ ይኸውን፤
✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቕርብይግባእ፤
✓ ፖስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/10/2018ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00
✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 12/10/2018ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 4:30
✓ ሰዓረይ ዝኾነ ኣብ ዉሽጢ 1መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፤
✓ እዚ ፕሮፈርማ ከም ዉዕሊ ኾይኑ ይቑፀር፤
✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ ምዃኑ፤
✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኸእሉ ምዃኖም፤
ኣድራሻ: ጎዳና ሰማእታት ኮምፕሌክስ ህንፃ
ቢሮ ቁፅሪ 268
ብስልኪ ቑፅሪ 03 42 40 99 25 ወይ 03 44 40 44 17 ምሕታት ይኸኣሉ።