ለምለካዊ ሆቴል ደስታ

ምልክታ

ትካልና እዞም ኣብ ታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፀ ዘገልገለ ንብረት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ድልየት ዘለኩም ክትጫረቱ ይዕድም።

ተ.ቁዓይነት ኣቐሓመለክዒመብርሂ
1ሮቶ በዓል 25,000 ሊትሮቁፅሪ2

ሓበሬታ

• ተጫረቲ ዘድልዩ መረዳእታ:- መታወቂያ፣ነጋዳይ እንተኾይኑ ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ሰርቲፍኬት ወዘተ ከቕርብ ይግባእ፣

• ተጫረቲ ዝምዝገበሉ(ሰነድ ዘቕርቡሉ) ዕለት ካብ 08/10/2018 ዓ/ም ክሳብ 12/10/2018 ዓ/ም

• ጨረታ ዝኸፈተሉ ጊዜ 13/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ወኪል ኣብ ዝተረኸብሉ ይፍፀም።

• መመዝገቢ ቦታ:- ደስታ ኢንተርናሽናል ሆቴል-መቐለ

• ትካል እቲ ጨረታ ብኽፋል ወይከኣ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

• ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ - 0711130008 ምሕታት ይከኣል እዩ።