ምልክታ
ትካልና እዞም ኣብ ታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፀ ዘገልገለ ንብረት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ድልየት ዘለኩም ክትጫረቱ ይዕድም።
| ተ.ቁ | ዓይነት ኣቐሓ | መለክዒ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|
| 1 | ሮቶ በዓል 25,000 ሊትሮ | ቁፅሪ | 2 |
ሓበሬታ
• ተጫረቲ ዘድልዩ መረዳእታ:- መታወቂያ፣ነጋዳይ እንተኾይኑ ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ሰርቲፍኬት ወዘተ ከቕርብ ይግባእ፣
• ተጫረቲ ዝምዝገበሉ(ሰነድ ዘቕርቡሉ) ዕለት ካብ 08/10/2018 ዓ/ም ክሳብ 12/10/2018 ዓ/ም
• ጨረታ ዝኸፈተሉ ጊዜ 13/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ወኪል ኣብ ዝተረኸብሉ ይፍፀም።
• መመዝገቢ ቦታ:- ደስታ ኢንተርናሽናል ሆቴል-መቐለ
• ትካል እቲ ጨረታ ብኽፋል ወይከኣ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
• ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ - 0711130008 ምሕታት ይከኣል እዩ።