አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ዘፈር ፋይናንስ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ተጫረቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ፣ ቲን (TIN)፣ ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ (VAT) ምዝገባ፣ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ግብሪ ዝኸፈሉሉ መረዳእታን ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ይግባእ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ብብር 300 ብምግዛእ ካብ ዕለት 2/10/2018 ዓ.ም ክሳብ 6/10/2018 ዓ.ም ኣብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምእታው ይክኣል።
* ጨረታ ብዕለት 6/10/2018 ዓ.ም ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይኽፈት፤ ናይ መሽነሪ መለዋወጢ ጨረታ ድማ ብዕለት 9/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።
* ቢሮ ነቲ ጨረታ ብሉፅ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ 0344 408912 / 0914008595 / 0920426802 ምደዋል ይክኣል።

1ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም : ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ክትካኑ ይግባእ

2ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት ( ቲን) : ናይ መቅረባይነት ፈቃድ ዘለኩምን

4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ንሕድሕድ ብር 300 ብምክፋል ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 2/10/2018 ዓም ክሳብ 6/10/2018 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከም እትክእሉ ይገልፅ እዚ ጨረታ 6/10/2018 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 መተሐሳሰቢ ናይ መሽነሪ መለወወጢ ዕለት 9/10/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 408912 / 0914008595 / 0920426802