ናይ ምልክታ ፕሮፎርማ
ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየናይ ፅሕፈትአቑሕት መሳርሒ ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።
| ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር ስፔስፊኬሽን | መዕቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ሰመያዊ ቢሮ 1ይ ደረጃ | 1ይ ደረጃ | ፓኬት | 8 | |||
| 2 | ፕሪንተር ቀለም 151 A | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 2 | |||
| 3 | እሁ 1ይ ደረጃ | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 5 | |||
| 4 | ዓብይ ሌጣ መዝገብ | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 5 | |||
| 5 | ንእሽተይ ስቴፕለር መርገጫ/ | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 5 | |||
| 6 | ካርቦን ሰመያዊ 8000 | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 7 | ደስታ ወረቅት 1ይ ደረጃ | 1ይ ደረጃ | 5 | መተሓሳሰቢ |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ /TWN No/ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 3/10/2018ዓ.ም ክሳብ ዕለት 5/10/2018 ዓ.ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ኣታዊ ምስኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ ዕለት5/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ብዕለት 8/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ ።
➢ እቲ ንብረት /ኣቑሓ/ በቲ ዝተጠቐሰ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ ።
➢ ተወዳዲርካ ሰዓራይ ኮይንካ ኣየቕርብን ምባል ቕፅዓት ከምዘቕፅዕ ነፍልጥ ።
➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝቕመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቕረብቲ ትካላት ካብቲ ውድድር ወፃኢ ንገብር ምዃና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ ።
➢ ኣድራሻና ኲሓ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ብጋርመንት ውሽጢ ኣቲኻ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ - 43 እዩ::
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉው እዩ ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-4420331 ደዊልኩም መብርሂ ምሕታት