ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል

ናይ ምልክታ ፕሮፎርማ

ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ፅሬት ኣቑሕት መሳርሒ ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።

ተ/ቁዓይነት ንብረትዝርዝር ስፔስፊኬሽንመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
1ባራኪና ባዓል ሊትሮባዓል ሌትሮቁፅሪ8
2ናይ ኢድ ፈሳሲሳሙና 500 mL500MLቁፅሪ5
3ኦሞ ኦሞ ባዓል 500 ግራም50ግራምቁፅሪ5
4ዓበይ ጓንቲ1ይ ደረጃቁፅሪ10

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ /TWN No/ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 3/10/2018ዓ.ም ክሳብ ዕለት 5/10/2018 ዓ.ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ኣታዊ ምስኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ ዕለት5/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ብዕለት 8/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ ።

➢ እቲ ንብረት /ኣቑሓ/ በቲ ዝተጠቐሰ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ ።

➢ ተወዳዲርካ ሰዓራይ ኮይንካ ኣየቕርብን ምባል ቕፅዓት ከምዘቕፅዕ ነፍልጥ ።

➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝቕመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቕረብቲ ትካላት ካብቲ ውድድር ወፃኢ ንገብር ምዃና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ ።

➢ ኣድራሻና ኲሓ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ብጋርመንት ውሽጢ ኣቲኻ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ - 43 እዩ::

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉው እዩ ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-4420331 ደዊልኩም መብርሂ ምሕታት