ናይ ምልክታ ፕሮፎርማ
ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ፅሬት ኣቑሕት መሳርሒ ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።
| ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር ስፔስፊኬሽን | መዕቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ባራኪና ባዓል ሊትሮ | ባዓል ሌትሮ | ቁፅሪ | 8 | |||
| 2 | ናይ ኢድ ፈሳሲሳሙና 500 mL | 500ML | ቁፅሪ | 5 | |||
| 3 | ኦሞ ኦሞ ባዓል 500 ግራም | 50ግራም | ቁፅሪ | 5 | |||
| 4 | ዓበይ ጓንቲ | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 10 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ /TWN No/ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 3/10/2018ዓ.ም ክሳብ ዕለት 5/10/2018 ዓ.ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ኣታዊ ምስኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ ዕለት5/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ብዕለት 8/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ ።
➢ እቲ ንብረት /ኣቑሓ/ በቲ ዝተጠቐሰ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ ።
➢ ተወዳዲርካ ሰዓራይ ኮይንካ ኣየቕርብን ምባል ቕፅዓት ከምዘቕፅዕ ነፍልጥ ።
➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝቕመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቕረብቲ ትካላት ካብቲ ውድድር ወፃኢ ንገብር ምዃና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ ።
➢ ኣድራሻና ኲሓ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ብጋርመንት ውሽጢ ኣቲኻ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ - 43 እዩ::
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉው እዩ ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-4420331 ደዊልኩም መብርሂ ምሕታት