ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ፤

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቑትን ካልኦት ደቐቕቲ ኣቑሑትን ንምዕደጋ ስለ ዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ኣገልግሎት ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡

ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ትካልና በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት እተማልኡ በዚ ዘርፍ ዝተመዝገብኹም መቕረብቲ ንኽትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ኣብ ላዕሊ ብዝተገለፀ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ሰርተፍኬት መቕረባይነትን ናይ VAI ምስክር ወረቐትን ቲን ናምበር መረዳእታ ብኮፒ ከቕርብ ኣለዎ፡፡

❖ እቲ ፕሮፍርማ ካብ ቤት ዕዮ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ፊት ንፊት ዝርከብ ኣድማስ ዩኒቨርሲቲ ግቢ ውስጢ 3ይ ደብሪ ብኣካል ወይ ወከልቲ ብምልኣኽ ምውሳድ ትኽእሉ፣

❖ ፕረፎርማ ሰነድ ክፍቲ ዝኾነሉ እዋን ካብ ዕለት 03/10/2018 ክሳብ 5/10/2018 ሰዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታትን ሰዓትን ምውሳድ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ፤

❖ ፕሪፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 8/10/2018 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣታዊ ይከውን ፤እቲ ፕሪፎርማ ዝክፈተሉ በቲ ተመሳሳሊ ዕለት ተወዳደርቲ ወይ ወከልቶም ኣብ ዝተረኽብሉ ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት ዕዮና ይኽፈት፣

❖ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ ስለ ዘገልግል ግቡኦም ኣብ ዘይፍፅሙ ተወዳደርቲ ብኣዋጅ፣ ደንብን መምርሒ ዕደጋ መሰረት ናብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክሲ ብምፅሓፍ ኣድላይ ስጉምቲ ዝውሰድ ምዃኑ ክትፈልጡ ይግባእ፡፡

❖ ኣብቲ ፕረፎርማ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን የድሊ፤ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ጠቕላላ ኣገልግሎት፣ ስምሪት፣ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ቢሮ ቑፅሪ 04 ኣታዊ ይግበር፣

❖ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደሩ ብቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ትግራይ ዝተኣገደ እንተኾይኑ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይክእልን፤

ካልኦት ደቀቐቲ ኣቑሑት ኮድ 6219

ተ.ቑዓይነት ንብረትድሌት መግለፂመለኪዒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Network ToolkitProfessional networking tool kit including RJ45 Set crimping tool, cable stripper & cutter, punch- down tool, LAN cable tester, screwdrivers, connectors and carrying caseSet
2Electrical Toolkit60-piece electrical tool kit including insulated screwdrivers, wire cutter, wire stripper, long nose pliers, diagonal cutter, hex keys, electrical tape and accessoriesSet
3Isopropyl AlcoholHigh purity (≥99%) electronic cleaning alcohol, Bottle fast drying, residue-free, suitable for PCB and component cleaning, 1 LiterBottle
4Thermal PasteCPU/GPU thermal interface compound, non-conductive, high heat transfer performance, 10g-30g syringe tubeTube
5Cleaning/Flux PasteSoldering flux cleaning paste for PCB maintenance, oxidation removal and soldering supportPiece

6218

በጀት ኮድ 6218 ፅሬት ኣቑሑት


ሪጋዝርዝር መግለፂድመግልፂ ድልየትመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1ስፖንጅቁራዕ 10*15 ሴሜቁፅሪ10
2ናፕኪጐናይ ጠረጴዛ ሶፍትኣብ ፓኬት 100 ፍረ ዝሕዝ ሕድሕዱ 2 ተነፃ ዘለዎ (Two plaY)ፅሪ
3ኤር ፍራሽሮመዘነ 300 ሚ.ሊዝሕዝቁፅሪ5
4ጓሓፍ መአከቢ- ንኡሽተይብኢድ ዝዕቐጥ ወይ ብእግሪ ዝኽፈት መኽደን ዘለዎቁፅሪ5
5መስተዋት መወልወ (window cleaner)750 ሚሊ ወይ ልዕሊኡ ዝሕዝ ተነፋሒቁፅሪ5
6መወልወስኮፓ ናይ ጡጥ መወስወሊ እንጨት መትሓዚኡ ኮይኑ ነዊሕቁፅሪ5
7ሳሙና ሕሩጭ ናይ ሽቕቪም 500 ግራም 90%/ ወይ ተመሳሳሊቁፅሪ5
8ሳሙና ፈሳሲ ናይ ሽቓቕፍላግ ወይ ተመሳሳሊ 1 ሊትሮ ዝሕዝቁፅሪ5
9ሳሙናፈሳሲ ናይ ኢድ500 ሚሊ ዝሕዝ ብኢድ ዝዕቀጥቁፅሪ11
10ማጅክ1ይ ደረጃቁፅሪ1
11ሽዎብጥቕላል 1ይ ደረጃ ዘይቖራረፅ ዓብይቁፅሪ2
12ቡሩሽናይ ሽቓቕምስ መቕመጢኡ ነብዕረ5
13ባራኪና800 ሲሲ 1ይ ደረጃቑፅሪ25
15ጠረጴዛ መወልወሴ (table clearer)2020 ሴሜ ወይ ልዕሊኡቁፅሪ10
16ፍሊትመጠኑ 300 ሚሊ ዝሕዝቁፅሪ5